ገምት ተዓወት !

TOUR DE FRANCE

WITH FLFL

ብምክንያት ቱር ዲ ፍራንስ FLFL TECH ORGANIZATION ዘዳለዎ ናይ 100$ ሽልማት ኣብዚ ታሕቲ ተጠቂሱ ዘሎ ፎርም ግምትኩም ድሕሪ ምጽሓፍ ተዓወትቲ ኩኑ።

ሕግታት ፦

1.ኣብዚ ውድድር ኣብ ኩለን ማልያታት ዝዕወቱ ተወዳደርቲ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ብተርታ ክጸሓፉ ኣለዎም። 2.ናይ ምግማት ግዜ ክሳብ ዕለት 10/07/2025 ልክዕ ሰዓት 12:00 AM ይጸንሕ።ድሕሪ አዚ ዝፈተነ ውልቀ ሰብ ግምቱ ቅኑዕ ኣይከውንን 3.ዝኮነ ሰብ ብ ሓንቲ ጂሜይል ዳግማይ ክግምት ኣይፍቀድን።ልዕሊ ሓንቲ መልአክቲ ዝሰደደ ሰብ ግምቱ ቅቡል ኣይከውንን። 4.ዝኮነ ሰብ ዝገመቶም ተወደዳደርቲ ብተርታ ተተዓዊቶም ብኣካል ይኩን ብ ኦንላይን ሕሳቡ ድሕሪ ውድድር ይወስድ ።

Our Story In Cycling

FLFLSTORE.COM

“Let’s Digitalize Our Society”

FLFLSTORE.COM

“Let’s Digitalize Our Society”

FLFLSTORE.COM

“Let’s Digitalize Our Society”

FLFLSTORE.COM

“Let’s Digitalize Our Society”

ን ቱር ዲ ፍራንስ ዝገልጽ ዝተፈላለየ ማልያታት ኣዳልይናልኩም ኣለና ።